ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ስዊዘርላንድ ብልዑል ድምቀት ተኻዪዱ

ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ስዊዘርላንድ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ዝተረኽበሉ፡ ብ20 ሓምለ ኣብ ዳንዶርፍ – ከባቢ ከተማ በርን ብልዑል ድምቀት ተኻዪዱ። እቲ ፈስቲቫል፡ ሰሚናር ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገር፡ ባህላዊ መሰናድኦታት፡ ስፖርታዊ መደባት፡...