ጽምብል ስርሒት ፈንቅል

መደባት መበል 27 ጽምብል ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል፡ ኣብ መድረኽ መቐይሮ” ብዝብል ቴማ፡ ትማሊ 10 ለካቲት ብጸሓፊ ህግደፍ ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ-ስዒድ ብወግዒ ተኸፊቱ። ኮማዊ ሰረት እናሓዘ ዝመጽእ ዘሎ ጽምብል ስርሒት ፈንቅል፡ ሎሚ ዓመት እውን ከም...