ዞባዊ ምትሕብባር፡ ምርጫ ዘይኮነ ግድነታዊ እዩ” ፕረዚደንት ኢሳይያስ

ዞባዊ ምትሕብባር፡ ምርጫ ዘይኮነ ግድነታዊ ምዃኑ፡ ኣብ’ዚ መዳይ’ዚ ድማ ምህዳስን ቅርጻዊ ምትዕርራይን ሕብረት ኣፍሪቃ ኣገዳሲ ከምዝኾነ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ’ቲ ብ7 ጥቅምቲ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ዘካየዶ ቃለ-መሕትት፡ ንተራ ኣፍሪቃ...