ዙር ኤርትራ 2017 3ይ መድረኽ : ሜሮን ተሾመ ካብ ክለብ ባይክ ኤይድ ተዓዊቱ

ካብ ደቀምሓረ ተበጊሱ ኣብ መንደፈራ ዝተዛዘመ 3ይ መድረኽ ዙር ኤርትራ ብ ዓወት  ሜሮን ተሾመ ካብ ክለብ ባይክ ኤይድ ተዛዚሙ ። ኣብ ቅጽበታዊ ውድድር ብሉጽ ክእለት ዘለዎ ሜሮን ንተኣኪባ ዝኣተወት ጉጅለ ስዒሩ ዩ ንዓወት በቒዑ። 2ይ...