Tagged: ውጽኢት ፍትሓዊ ዕላማን ንቕሓት ህዝቢን

ውጽኢት ፍትሓዊ ዕላማን ንቕሓት ህዝቢን

ሓደ ካብ ዓበይቲ ፍጻመታት ናይዚ ሰሙን’ዚ፡ ኣብ መላእ ሃገር፡ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህጻናትን ቈልዑን ንምኽታብ ዓሊሙ ዝሰላሰል ዘሎ ሃገራዊ ወፍሪ ክታበት ንፍዮን ሩቤላን ምዕዳል ቫይታሚን “ኤይ”ን እዩ። እዚ ድሕሪ ናይ ክልተ ዓመታት ሰፊሕ ምድላዋት...