ወግዓዊ ጽምብል ብሩራዊ ኢዮቤልዩ – ሳዋ ብምዕሩግ ኣገባብ ተኻዪዱ

ወግዓዊ ጽምብል ብሩራዊ ኢዮቤልዩ – ሳዋ ብምዕሩግ ኣገባብ ተኻዪዱ ወግዓዊ ጽምብል ብሩራዊ እዮቤልዩ ምጅማር ሃገራዊ ኣገልግሎትን መመረቕታ መበል 32 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሚኒስተራት፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሒን፡ ወለድን ዕዱማትን ኣብ...