ኵነተ ዓለምናን ዝቕሰሞ ልቦናን

ትንታነ ዓመተ 2016፡ ፖለቲካዊን ጸጥታዊን ምዕባለታት ዞባና ማለት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ቀይሕ ባሕርን፡ ከምኡ’ውን እቲ ብቐረባ ዝጸልወና ዞባ ማእከላይ ምብራቕ ካብ ሕማቕ ናብ ዝበኣሰ ዝዓረገሉ ዓመት እዩ ነይሩ። ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ዓመት፡ ኣብ የመን፡...