ክንዕቅቦን ከነሰስኖን ዝግባእ ሃገራዊ ጸጋ

ካብ መጽሔት መንእሰይ ካብዚ ዘሎ ዞባዊን ዓለማዊን ሃዋህውን ካብ ታሪኽናን ከም እንርድኦ፡ ኣብ እዋን ሰላም ይኹን ኲናት፡ ማለት ኣብ ምክልኻል ሓደጋ ይኹን ኣብ ጉዕዞ ዕብየት፡ ንሓይሊ፡ ብቕዓትን ኣድማዕነትን ሕብረተሰብ ዝውስኑ፡ ብዙሓት ረቛሒታት እኳ እንተለው፥...