እቲ ሕቶ “ምልዓል እገዳ” ዘይኮነ – ብቐደሙኸ ስለምንታይ እገዳ’ዩ ?

ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ትማሊ መዓልቲ፣ ነቲ ኣብ ታሕሳስ 2009 ከምኡ’ውን ኣብ ታሕሳስ 2011 ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘስገደዶ ዘይፍትሓዊ ውሳነታት እገዳ ኣልዒልዎ ኣሎ። መንግስቲ ኤርትራ፡ ነዚ ንኣስታት 10 ዓመት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘይምኽኑይ...