ኣቶ ሙሳ ናይብ ንኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ሰሚናር ሂቡ

ምዕሩይ ምዕባለ ኣብ ምርግጋጽን ማሕበራዊ ፍትሒ ኣብ ምንጋስን፡ ትምህርቲ እቲ ቀንዲ ዕጥቂ ስለዝኾነ፡ መንግስቲ ኤርትራ ቀዳምነት ናይ ቀዳምነታቱ ሰሪዑ ዓቢ ወፍሪ ይገብረሉ ከምዘሎ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ኣቶ ሙሳ ሕሴን...