ኣብ ሻምፕዮን ዓለም 2017 ዝሳተፉ ተቐዳደምቲ ተፈሊጦም

ኣብ መበል 90 ውድድር ጽርግያ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም 2017፡ ንኤርትራ ዝውክሉ ተቐዳደምቲ ከምእተመርጹ፡ ኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊ ጋንታ ኣቶ ሳምሶም ሰለሙን ሓቢሩ፣ብመሰረት ሓበሬታኡ፡ ኣብ ናይ ዓበይቲ ውድድር ዝሳተፉ ተቐዳደምቲ – ናትናኤል ብርሃነ፡ መርሃዊ ቁዱስ፡...