ንሕናን መጻኢን

ብ ጆሜ/ ደጀን ተኽለ ደቂ-ሰብ ምድሪ ፍጥር ካብ እትብል፡ ምስ መጻኢ ጥቡቕ ምትእስሳርን ሃንቀውታን እዩ ዘለና። መጻኢና ንምጥጣሕ ድማ፡ ነታ እንፈትዋ ህይወትና፡ ኣብ ትምህርቲ፡ ሞያ፡ መጽናዕቲ…ምስጸመድናያኢና። ንሕናን መጻኢን ዘለና ምትእስሳር፡ ልዕሊ ዝዀነ ነገር ኣገዳሲ...