Tagged: ታሪኽናን ራእይናን ዘድምቕ ጽምብል!

ታሪኽናን ራእይናን ዘድምቕ ጽምብል!

ህዝቢ ኤርትራ፡ ንብሩራዊ እዮቤልዩ ዕለተ-ናጽነቱ፡ ከም ወትሩ፡ ብዕዙዝ ሱታፌኡ፡ ንመዘና ኣልቦ ሃገራዊ ፍቕሩ ብዘንጸባርቕ ውዕውዕ ስምዒት፡ ብትስፉውን ፍሱህን መንፈስ፡ ብዝበለጸ ባህላዊን ስነጥበባዊን መሰናድኦታት ይጽምብላ ኣሎ። ኣብዚ ምዕሩግ ጽምብል’ዚ፡ ንቅያታት ሓርነታዊ ቃልስና፡ ዘሐብን ባህልና፡ ክብርታትናን...