ቭላድሚር ፑቲን : ማዕቀብ ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮርያ ከንቱ እዩ

ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን፡ “ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮርያ ተወሳኺ እገዳ ምውሳን ረብሓ ዘይብሉ ከንቱ’ዩ” ክብል፡ ኣመሪካ ተወሳኺ እገዳ ንምትግባር እተካይዶ ዘላ ጻዕሪ ትርጉም ከምዘይብሉ ኣብ ኣኼባ ብሪክስ ገሊጹ። ኣብ ቻይና ኣብ ዝካየድ ዘሎ ንብራዚል፡...