ሻምፕዮን ኵዕሶ እግሪ ዞባ ማእከል ሱፐር ዲቪዥን ‘ኤ’

ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዝተኻየደ ክልተ ግጥማት ኵዕሶ እግሪ ሱፐር ዲቪዥን ‘ኤ’ ዞባ ማእከል፡ ኣልታሕሪር ንኣኽርያ ሰላም 1ብ0 ክትዕወተላ እንከላ ደንደን ድማ ንሲቲ ሰንተር 2ብ0 ስዒራታ፣ፈለማ ንሜዳ ዝወረዳ ኣልታሕሪር ምስ ኣኽርያ ሰላም’የን ነይረን፣ ኣልታሕሪር ኣብ...