ሳዋ፡ ብቕዓት ደቂ-ኣንስትዮ ተማሃሮ ንምሕያል ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ካልኣይ ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ – ሳዋ፡ ብቕዓት ደቂ- ኣንስትዮ ተማሃሮ ንምሕያልን ኣብ ኩሉ መዳይ ተወዳዳርነተን ክብ ዝብለሉ ባይታ ንምጥጣሕን ዝሕግዝ ኣስተምህሮ፡ ብ10ን 21ን መስከረም ተዋሂቡ። ኣብቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣባላት 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት...