Tagged: ሰረታዊ መትከላትን ኣተሓሕዛን ሰላምን ርግኣት ን ቀይሕ ባሕሪ

ሰረታዊ መትከላትን ኣተሓሕዛን ሰላምን ርግኣት ን ቀይሕ ባሕሪ

ቀይሕ ባሕሪ፡ ንርሑቕ እስያን ማእከላይ ምብራቕን ምስ ኣፍሪቃ፡ ኤውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን ዘራኽብ፡ ኣዝዩ ስትራተጂያዊን ኣገዳሲን ማያዊ መስመር ዓለምና እዩ። በዚ መስመር’ዚ ዕለታዊ ዝመሓላለፋ ብዝሒ መራኽብን፡ ዓይነትን ዋጋን ናይቲ ጽዕነታትን ድማ ሓደ ካብ መርኣያታት ደርማስነቱ...