Tagged: ምድልዳል ዞባዊ ሰላምን ምሕዝነትን

ምድልዳል ዞባዊ ሰላምን ምሕዝነትን

ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብሰሪ መስሕብ ሓያላን ስትራተጂያውነቱ፡ ካብ ምብቃዕ ኤውሮጳዊ መግዛእቲ (መፋርቕ 20 ክፍለ-ዘመን) ጀሚሩ፡ ብኣዝዩ ኣዕናዊ ተሞኩሮ እዩ ሓሊፉ። ንስለ ግሎባዊ ስትራተጂ ርእሰ ሓያላን ተባሂሉ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተፈጸመ ዘይሕጋዊ ጎበጣን ዘስዓቦ ነዊሕ...