ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ኣብ ሃርጌሳ ዑደት ኣካይዶም

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፡ ሎሚ 18 መጋቢት ኣብ ሃርጌሳ ምስ ፕረዚደንት ሙሴ ቢሂ ዓብዲ ተራኺቡ። ፕረዚደንት ሙሴ ዓብዲ፡ ንተበግሶ ኤርትራ ድሕሪ ምምጓስ፡...