መግለጺ

ዞባና ወይ ጎዶቦና ተሓሪሙዎ ዘሎን ዝጸንሐን ጸጋ፡ ድሕነትን ርግኣትን’ዩ። ጠንቂታት ናይ’ቲ ነውጺ፡ ብዙሓትን ዝተሓላለኹን፡ ግዜ ዝበልዑን’ዮም። ሰበብን ኣሳበብቲን ገቲእካ፡ ዘላቒ ድሕነትን ርግኣትን ምውሓስ ከኣ፡ ዘይቀሊልን ግዜ ዝወስድን፡ ሕቡር ጻዕሪ ዝሓትትን’ዩ። ሰረተ-እምነት ፖሊሲ ዝምድናታት ወጻኢ...