መመረቕታ መበል 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ብልዑል መዓርግ ተኻዪዱ

መመረቕታ መበል 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ መኽፈቲ ሻሙናይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያትን፡ “መንእሰይ ጸዓት ዘላቒ ዕብየት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ትማሊ 13 ሓምለ ኣብ ሃገራዊ ማእከል ትምህርትን ስልጠናን ሳዋ ብልዑል መዓርግ ተኻዪዱ። ኣብቲ ሚኒስተራት፡ ኣዝዝቲ...