Tagged: መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን!  ኣብ’ዛ 2020 ሰጊርና፣ ንኣትዋ ዘሎና ሓዳስ ዓመት 2021፣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻሉን፣ ዮሃና!  2020፥ ምስ ዓለማዊን ዞባዊን ውህሉል ነውጺ፣ ህልቂታዊ ለበዳ ኮቪድ-19 ተወሲኹዋ፣ ኣብ ታሪኽ ሰባት፣ ከቢድ...