Tagged: ሓድሽ ምዕራፍ ኣብ ታሪኽ ህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ

ሓድሽ ምዕራፍ ኣብ ታሪኽ ህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቃለ-መሕትቱ ኣስፊሑ ከምዝገለጾ፡ ዞባና፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሓድሽን ፍሉይን ታሪኻዊ መዋእል ኣብ ዝሰጋገረሉ ነጥበ መቐይሮ ይርከብ። ከምዝፍለጥ ኣብ መፋርቕ ዝሓለፈ ዘመን፡ ኤውሮጳዊ መግዛእቲ ድሕሪ ምብቅዑ፡ ዞባና ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ንኣስታት...