ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ካይሮ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ሎሚ ኣብ ካይሮ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ኣሰይድ ሳምሕ ሽኩሪ ተራኺቡ። ኣብ’ዚ መቐጸልታ ናይ’ቲ ሰብ-መዚ ኤርትራን ግብጽን ዘካይድዎ፡...