ኣብ ህይወት ከመይ’ዩ ኣረኣእያና?

ዕንባባ ጽገሬዳ ካብ ኩሎም ዕንበባታት ብደረጃ ዓለም እታ ኣዝያ ዝተፈተወት እያ። ካብ ምፍታዋ ዝተላዕለ ድማ ንግስቲ ዕንበባታት – Queen of Flowers – ተባሂላ ትጽዋዕ።እቲ ዘገርም ነገር፡ ሰባት ብባህሪና እሾኽ ዘይንፈቱ ክንስና ነዛ እሾኽ ዘለዋ...

The Red Sea: Life time memory in hand

Eritrea shares abundant coastal natural attractions. It possesses an escarpment with spectacular views from the highland plateau to the coastal plains. It is also a country endowed with around 2,234 kilometers coastline that entertains...

ኣቶ የማነ ገብረኣብ ንእማመ ሰላም 3ተ ዲፕሎማት ኣመሪካ ምላሽ ይህብ

ሰለስቲኦም ዲፕሎማት ኣመሪካ እቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ ዘይሕጋዊ እገዳ ክልዓል ምድጋፎም፡ ነቲ ብዓለም-ድረጃ ዘሎ ሓባራዊ ኣጠማምታ`ቲ ጉዳይ ዘንጸባርቕ እዩ ኢሉ ኣቶ የማነ። ኣብ መንጎ ኣመሪካን ኤርትራን ዘሎ ሓርፋፍ ዝምድና ጠንቁ ካብ ታሪኽ ተተሓሒዙ...

ዓቃብ ሰላም ከም መተካእታ መንግስቲ ኮይኑ ክዓዪ ይህቅን ኣሎ” ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን

ብ ደቡብ ሱዳን ዓስኪሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ “ከም መተካእታ መንግስቲ ኮይኑ ክዓዪ ይፍትን ኣሎ” ክብል፡ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን – ሳልቫ ኪር ሚያርዲት ከሲሱ። ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ብወግዓዊት መደበር ተለቪዥን...

ኣየገርምንዶ!

ኣብ ዓለም ክሳብ ሎሚ፡ ብዙሓት መወዳእታ ወይ’ውን ከምዚ’ዩ ኢልካክትዓጽዎም ዘይትኽእል ኣርእስትታት ወይ’ውን ክስተታት ኣጋጢሞም እዮም። ከም ኣብነት ዩፎ ዝተባህሉ ካብ ካልእ ግዳማዊ ዓለም መጺኦም ንዓለም ዝስልዩ ፍጥረታትን ካልእን ካብቶም ዝጥቀሱ ኣገረምቲ ክስተታት’ዮም። እዛ እንርእያ...