Eritrea’s 9 ethnic groups

Afar: Primarily pastoralists who inhabit areas of southern Red Sea. They are Muslims and organized in strong clans. Bilen: Traditionally farmers, populate Keren and its immediate surrounding. Their social structure is organized by kinship...

ኣብ ኣስመራ በረድ ዝተሓወሶ፡ ሰፊሕ ዝርግሐ ዘለዎ ዝናብ ወቒዑ

ትማሊ 12 መጋቢት፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ በረድ ዝተሓወሶ ሰፊሕ ዝርግሐ ዘለዎ ሓያል ዝናብ ወቒዑ። እቲ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ዝሃረመ ዝናብ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጎደናታት ኣስመራ ብርቱዕ ውሕጅ ከስዕብ እንከሎ፡ ኣብ ሓደ ሓደ ጎደናታት ድማ...

ሓጺር ታሪኽ ህይወት ሓርበኛ ተጋዳላይ ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ሜ/ጀነራል ገ/እግዝኣቢሄር ዓ/ማርያም

ሎሚ . . . እዛ መሬት ካብ ዘፍረየቶም ፍቱዋት፡ ህቡባትን ተባዓትን ተቓለስቲ ብኣርኣያነት ዝጥቀስ ክቡር ብጻይ ነፋኑ ኣሎና። ከም ሰብ ምቕሉል፡ ለጋስ፡ ፈቃር ፣ ከም ተጋዳላይ ጽኑዕ፡ ተባዕ፡ ኣቦ-ሞራል ፣ ከም መራሒ ውፉይን ኣብነታውን...

ካንቶን በርን ስዊስ : ንዝኸሪ ሓርበኛ ሜ ጀር ጀነራል ገብረዝጊሄር ዓንደማርያም (ዉጩ)

ሎሚ ሓደ ጂግና ሓርበኛ ተቃላሳይ ፣ኣቦ ሰዉራን ሰራዊትን፣ ሓለቃ ኣስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ሜ ጀር ጀነራል ገብረዝጊሄር ዓንደማርያም (ዉጩ) ብመስዋኣቲ ይፍለየና ኣሎ ። ስዉእ ዉጩ ዘይ ወጻሉ ጂግና በቃ ዘበለ ሓርበኛ ሕሉፍ ተቃላሳይ ንናጽነትን ፍትሕን...