Eritrea’s fauna and flora

Eritrea can be classified into three major climatic regions: the highlands, the coastal area of the Red Sea, and the western lowlands. All are cooler during the winter months and warmer during the summer....

መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ምድምሳስ ውቃው እዝ

ማህሚመት ብሕብርታት መብራህትን ሰባትን፡ ብውዕዉዕ ምንቅስቓስን ኣብረቕሪቕ እያ ቀንያ። እቲ ከቢድ ምርብራብ ዝተኻየደሉ፡ መሪር ሰሃሮ ዝተማዕጎሉ፡ ከቢድ መስዋእትነት ዝሓተተ ግንባር ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል፡ ድሕሪ ሰላሳ ዓመት ኣብ ከርሱ ንዓመታት ዝሰፈሩ ናይ ሽዑ መንእሰያት ናይ...

Eritrea’s 9 ethnic groups

Afar: Primarily pastoralists who inhabit areas of southern Red Sea. They are Muslims and organized in strong clans. Bilen: Traditionally farmers, populate Keren and its immediate surrounding. Their social structure is organized by kinship...

ኣብ ኣስመራ በረድ ዝተሓወሶ፡ ሰፊሕ ዝርግሐ ዘለዎ ዝናብ ወቒዑ

ትማሊ 12 መጋቢት፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ በረድ ዝተሓወሶ ሰፊሕ ዝርግሐ ዘለዎ ሓያል ዝናብ ወቒዑ። እቲ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ዝሃረመ ዝናብ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጎደናታት ኣስመራ ብርቱዕ ውሕጅ ከስዕብ እንከሎ፡ ኣብ ሓደ ሓደ ጎደናታት ድማ...

ሓጺር ታሪኽ ህይወት ሓርበኛ ተጋዳላይ ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ሜ/ጀነራል ገ/እግዝኣቢሄር ዓ/ማርያም

ሎሚ . . . እዛ መሬት ካብ ዘፍረየቶም ፍቱዋት፡ ህቡባትን ተባዓትን ተቓለስቲ ብኣርኣያነት ዝጥቀስ ክቡር ብጻይ ነፋኑ ኣሎና። ከም ሰብ ምቕሉል፡ ለጋስ፡ ፈቃር ፣ ከም ተጋዳላይ ጽኑዕ፡ ተባዕ፡ ኣቦ-ሞራል ፣ ከም መራሒ ውፉይን ኣብነታውን...