ጽንብል ዝኽሪ ብሩራዊ ኢዮብልዩ ስርሒት ፈንቅል፡ ካብ 12 ክሳብ 15 ለካቲት ክካየድ’ዩ

ጽንብል ዝኽሪ ብሩራዊ ኢዮብልዩ ስርሒት ፈንቅል፡ ካብ 12 ክሳብ 15 ለካቲት ክካየድ’ዩ

ጽንብል መበል 25 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል፡ ጩራ ምሉእ ብርሃን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ካብ 12 ክሳብ 15 ለካቲት ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ክካየድ ምዃኑ፡ ኣወሃሃዲ ሽማግለ’ቲ ጽንብል ኣቶ ክብሮም ዓንደማርያም ሓቢሩ። እቲ...

ዞባዊ ርክብ ፈደሬሽን ደሞክራስያውያን መንእሰያት ዓለም – ኮሚሽን ኣፍሪቃ ተዛዚሙ

ዞባዊ ርክብ ፈደሬሽን ደሞክራስያውያን መንእሰያት ዓለም – ኮሚሽን ኣፍሪቃ ተዛዚሙ

ካብ 21 ክሳብ 22 ጥሪ፡ “መንእሰያት ኣፍሪቃ፡ ንሰላም፡ ዘላቒ ምዕባለን ቃልሲ ኣንጻር ሃጸይነትን ይሓብሩ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ዞባዊ ርክብ ፈደሬሽን ደሞክራስያውያን መንእሰያት ዓለም – ኮሚሽን ኣፍሪቃ ተዛዚሙ። ኣብቲ ንክልተ መዓልታት...

ኣስመራ፡ ዞባዊ ርክብ ፈደሬሽን ደሞክራስያውያን መንእሰያት ዓለም – ኮሚሽን ኣፍሪቃ ተኸፊቱ

ኣስመራ፡ ዞባዊ ርክብ ፈደሬሽን ደሞክራስያውያን መንእሰያት ዓለም – ኮሚሽን ኣፍሪቃ ተኸፊቱ

ዞባዊ ርክብ ፈደሬሽን መንእሰያት ዓለም – ኮሚሽን ኣፍሪቃ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ፡ ህግደፍ፡ ሃገራውያን ማሕበራት፡ ኣምባሳደራት ከምኡ’ውን ብርክት ዝበሉ መንእሰያት ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ብ21 ጥሪ ኣብ ሰዓታት ቅድሚቐትሪ ኣብ ሆቴል ኣስመራ ፓላስ ተኸፊቱ። ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብረኣብ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ እቲ ርክብ  ተመኲሮ ኣፍሪቃውያን...

The bad passwords are resisting

The bad passwords are resisting

“Splashdata the company released the list of most passwords used in 2014 to t know the least secure.” The coronation again ranked the digit sequence “123456” as the password used most frequently by Internet...

Pope Erected Eastern Catholic Church for Eritrea

Pope Erected Eastern Catholic Church for Eritrea

By Catholic World News, POPE Francis has established a new Eastern Catholic church for Eritrea– the first Eastern Catholic church formally erected since the early 20th century. According to the Code of Canons of the Eastern Churches, there are four kinds of Eastern Catholic churches:...

Epiphany observed nationwide in colorful manner

Epiphany observed nationwide in colorful manner

Asmara, 19 January 2015 – The religious Epiphany Holiday (Timket) was observed today nationwide in colorful manner. The observance here in the capital witnessed the participation of thousands of the faithful during which prayer...