መበል 24 ጽንብል ምዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ከተማ በርን

ብምኪንያት 24 ግንቦት ዕለት 16 05 2015 መዓልቲ ናጽነት ኣብ ከተማ በርን ክበዓል እዩ እዛ ርእሰ ኩለን በዓላትና ዝኾንት 24 ግንቦት ።እቲ ንዓመታት ዝተጠነሰ ሕሰም ህዝቢ ኤርትራ ጋህዲ ዝገበረት 24 ግንቦት ብዓቢ ጽንብል ከነብዕላ ስለዝኮና ኩሉ ኤርትራዊ...

Bon Voyage Africa

 Written by dehai.orgWinds of change are subtle, but chilly at times. How, when, where and why they start is only best reflected in history books. In hindsight, history glorifies and points to the exact...

ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል:ኣንጻር ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ተጻብኦታት፡ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዝኣተወ ሃገር ኴንና ንኽንተርፍ ዝዓለመ ውዲት’ዩ” ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል

ካብ 2 ክሳብ 27 መጋቢት ኣብ ከተማ ጀነቫ ኣብ ዝተኻየደ መበል 28 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱን ኣቶ ኣድም ዑስማንን ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ተሳቲፎም ነይሮም። ካብቲ ኣኼባ ድሕሪ ምምላሶም ምስ...

Ambassador Girma Asmerom presents credentials

Asmara : – Eritrea’s Permanent Representative to the United Nations, Mr. Girma Asmerom, presented credentials to Vice President Gladys Maria Bejerano Portela as Eritrea’s non-resident Ambassador to Cuba. During the ceremony, Vice President Portela asserted that...

ኣንጻር ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ተጻብኦታት፡ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዝኣተወት ሃገር ኮይና ንኽትተርፍ ዝዓለመ ውዲት’ዩ”ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል

ካብ2ክሳብ27መጋቢትኣብከተማ ጀነቫ ኣብ ዝተኻየደ መበል 28 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱን ኣቶ ኣድም ዑስማንን ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ተሳቲፎም ነይሮም። ካብቲ ኣኼባ ድሕሪ ምምላሶም ምስ ማዕከናት ዜና ናይ ዝገበሩዎ ዝርርብ ጽሟቕ...

Eritrea-Eu Partnership Anchored On Mutual Respect

 by Abraham Tesfay  A deliberate campaign spearheaded by certain, self-proclaimed, Horn of Africa scholars and activists has been launched in the past few weeks aimed at misconstruing Eritrea-European Union (EU) relations.This brief account attempts...