Emancipating The Mind

Solomon Mengsteab National values are one of the most crucial elements which have central role in nation building. They provide citizens of a nation, as a collective unit, a reference of what’s desirable, good,...

መበል 24 ጽንብል ምዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ከተማ ዙሪኽ ን 06.06.2015

ብምኪንያት 24 ግንቦት ን ዕለት 06 06 2015 መዓልቲ ናጽነት ኣብ ከተማ ዙሪኽ ክበዓል`ዩ እዛ ርእሰ ኩለን በዓላትና ዝኾንት 24 ግንቦት ።እቲ ንዓመታት ዝተጠነሰ ሕሰም ህዝቢ ኤርትራ ጋህዲ ዝገበረት 24 ግንቦት ብዓቢ ጽንብል ከነብዕላ...

ህዝቢ ኤርትራ ንዕኡ ዝመስልን ናተይ ዝብሎን፡ ብሓርነት ዝንእዶን ዝነቕፎን ሕግታት ንትግባረ ተዳልዩ ኣሎ” ሚኒስተር ፎውዝያ

ብየማነ ሃይለ ክቡራት ኣንበብቲ ሚኒስትሪ ፍትሒ ንነዊሕ እዋን ከካይዶ ድሕሪ ዝጸንሐ ጻዕሪ፡ ኣብዚ እዋን እዚ ሲቪላዊ ሕጊ፡ ሲቪላዊ ስርዓት፡ ገበናዊ ሕግን ገበናዊ ስርዓትን ንትግባረ ክበቕዑ እንከለዉ፡ ሕጊ ንግዲ ድማ ኣብ መስርሕ ይርከብ። እዞም ሕግታት’ዚኣቶም...

መበል 24 ጽንብል ምዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ከተማ በርን

ብምኪንያት 24 ግንቦት ዕለት 16 05 2015 መዓልቲ ናጽነት ኣብ ከተማ በርን ክበዓል እዩ እዛ ርእሰ ኩለን በዓላትና ዝኾንት 24 ግንቦት ።እቲ ንዓመታት ዝተጠነሰ ሕሰም ህዝቢ ኤርትራ ጋህዲ ዝገበረት 24 ግንቦት ብዓቢ ጽንብል ከነብዕላ ስለዝኮና ኩሉ ኤርትራዊ...

Bon Voyage Africa

 Written by dehai.orgWinds of change are subtle, but chilly at times. How, when, where and why they start is only best reflected in history books. In hindsight, history glorifies and points to the exact...

ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል:ኣንጻር ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ተጻብኦታት፡ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዝኣተወ ሃገር ኴንና ንኽንተርፍ ዝዓለመ ውዲት’ዩ” ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል

ካብ 2 ክሳብ 27 መጋቢት ኣብ ከተማ ጀነቫ ኣብ ዝተኻየደ መበል 28 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱን ኣቶ ኣድም ዑስማንን ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ተሳቲፎም ነይሮም። ካብቲ ኣኼባ ድሕሪ ምምላሶም ምስ...