ተጻብኦ – ቅብጸት

ታሪኻውያን ተጻባእቲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብቕሉዕ ወራር ልኡላውነቱ ንምድፋር ሃቂኖም ምስ ፈሸሉ፡ ብዓረርን ጥይትን ዘይተበትከ ጥምረቱ ንምዝራግ ኣሎ ዝብሃል ቅሉዕን ስውርን ሽርሒታት ፈታቲኖም ምስ ረብረቡ፡ ኣብ መጨረሽታ ብርዑድ ኣእምሮ ዝሃንደስዎ ናይ ጭንቀት ውሳነ፡ እቲ ብነድሪ...

ፍልጠት ዝዓጠቐ ዜጋ ንምፍራይ ዝካየድ ጻዕሪ ውጽኢቱ ይርአ ኣሎ

ብኹሉ መዳያቱ ፍልጠት ዝዓጠቐን መሃዝን ዜጋ ንምፍራይ ዝካየድ ዘሎ ጻዕርታት፣ ድሙቕ ውጽኢቱ ኣብ ባይታ ጐሊሑ ይርአ ከምዘሎ፣ ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ንዝተዳለወ ቍሸት ትምህርቲን ኣብኡ ቀሪቡ ዘሎ ትሕዝቶን ዝተዓዘቡ ተሳተፍቲ ፈስቲቫል ዞባ ማእከል 2012 ገሊጾም። ንሳቶም...

President opens Eritrean Investment Conference

Asmara, 27 August 2012 – President Isaias Afwerki today opened the Eritrean Investment Conference at Asmara Palace Hotel. In a speech he delivered at the conference held under the theme “Popular Development by the...