Category: ojes

ብኣረብራቢ ሕሱር ሓሶት ዝዕበጥ ሓቂ የለን

ግዜ ዝበልዐ ሕሱር ኣመል’ኳ እንተዀነ፡ ኣብ’ዚ ቀረባ መዓልታት፡ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ዝተኸስተ ፍኑው ናዕቢ ህዝቢ ኢትዮጵያ እናዛየደ ምስ ከደ፡ ጥሩምባታት ሓሶት ጃንዳ ወያነ፡ ሓቂ ንምጒልባብን ንምድንጋርን፡ ኤርትራ ኣብ ምጥቃንን ምውንጃልን ክግዕር ቀንዩ’ሎ። መንግስቲን ህዝቢን...

elit. libero ante. ut quis efficitur. elementum Donec libero. dapibus