Category: ትግርኛ

ኤርትራ፡ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ንዘሕለፎ ዘይፍትሓዊ ውሳኔ ኰኒና

 ኤርትራ፡ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ መበል 32 ኣኼባኡ፡ ኣብ ልዕሊኣ ንዘሕለፎ ዘይፍትሓዊ ውሳኔ ኰኒና። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ትማሊ 1 ሓምለ ምሸት – ድሕሪ ምዝዛም’ቲ ኣኼባ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፡ እዚ ስጒምቲ’ዚ፡ ከም መቐጸልታ...

ኣብ መርበባት ሓበሬታ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነንዶ ክዛረብ ክሓስብ’ውን መሰል የብሉን ዝብል ኣንቢበ – ከም ትዕዝብተይ ግን. .” ጋዜጠኛ ቢቢሲ

ሜሪ ሃርፐር፡ ጋዜጠኛን ጸሓፊትን ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ቢቢሲ’ያ። ካብ 1990 ኣትሒዛ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ብምጋሽ ጸብጻባት ኣመሓላሊፋን ዝተፈላለዩ ዓንቀጻትን መጻሕፍትን ኣበርኪታ’ያ። ሜሪ ሃርፐር፡ ብዘይካ ኣብ ቢቢሲ፡ ኣብ ካልኦት ማዕከናት ሜድያ’ውን ጽሑፋት ተበርክት’ያ። ኣብ...

ኣብ ጀኔቭ

ኤፍሬም ግደ ጀኔቭ ዝብል ስም ክልዓል እንከሎ፡ ዝበዝሕ ነዛ ከተማ ዝፈልጥ ሰብ፡ ነታ ቃል ምስ ሰላም ወይ ምስ ጽሬትን ስነ- ስርዓትን’ዩ ዘተኣሳስራ። ብፍላይ ድማ ምስ ሰላምን ርግኣትን። ከመይ’ሲ ነዛ ከተማ ብዛዕባ ጸጥታኣ፡ እተአንግዶ ናይ...

ጥሙር ግብረ መልሲ ንጠቐነ

እቲ ወትሩ ድምጺ ሓቂ ዘቃልሕ፡ “ዓለም-ለኸ መኸተ ኤርትራውያን ንፍትሒ”፡ ብ 21 ሰነ 2016፡ ኣብ ጀነቭ – ስዊዘርላንድ፡ ኣብ ቅድሚ ቀጽሪ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፡ “እምቢ ንሽርሒ! እምቢ ንሸፈጥ! ሓሶታት መርማሪት ኮምሽን ንኹንን! ዓገብ ንዳግማይ በደል!”...

Michela Wrong Misrepresents Eritrea Again

By Sophia Tesfamariam  As Eritreans around the world commemorated Martyrs Day on 20th June 2016, Michela Wrong decided to post her latest article, “Africa’s Hottest Frozen Border Boils Over” in the Voice. Coming from...

dolor libero odio vulputate, felis id quis Donec eget commodo in