Category: ስፖርት ኤርትራ

4ይ መድረኽ ውድድር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2019፡ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ – ሓንቲ ወርቂ እትርከቦ 4 ሜዳልያታት ዓቲራ

ሎሚ 18 መጋቢት ኣብ ዝቐጸለ 4ይ መድረኽ ውድድር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2019፡ ኣብ ናይ ጽርግያ ናይ መንእሰያት ቅድድም፡ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ – ሓንቲ ወርቂ እትርከቦ 4 ሜዳልያታት ዓቲራ። ካብ መንእሰያት ደቂኣንስትዮ፡ ዳናይት ጸጋይ 1ይቲ፡ ዮርዳኖስ...

ክለብ ኤሪተል ሎሚ ኣብ ታሪኻ ፈላሚ ናይ ርሑቕ ምብራቕ ውድድራ ከተካይድ’ያ

ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ቻይና ዘቕንዐት ክለብ ብሽክለታ ኤሪተል፡ ሎሚ 111.3 ኪሎሜተር ብምሽፋን ናይ ቀዳማይ መድረኽ ጸወታኡ ኣብ ዘካይድ ዙር ቻይሁ ሌክ ክትጽመድ እያ፣ክሳብ 17 ጥቅምቲ ኣብ ቻይና ዝካየድ እቲ ኣህጉራዊ ውድድር ብዓለማዊ ማሕበር ቅድድም...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ሰናይ ምንዮቱ ገሊጹላ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ካብ 17 ክሳብ 24 መስከረም 2017 ኖርወይ ኣብ እተአንግዶ መበል 90 ኣህጉራዊ ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ንእትሳተፍ – ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ትማሊ 9 መስከረም ተቐቢሉ ሰናይ ምንዮቱ ገሊጹላ። ኣብ ሰዓታት ቅድሚ...

ኣብ ሻምፕዮን ዓለም 2017 ዝሳተፉ ተቐዳደምቲ ተፈሊጦም

ኣብ መበል 90 ውድድር ጽርግያ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም 2017፡ ንኤርትራ ዝውክሉ ተቐዳደምቲ ከምእተመርጹ፡ ኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊ ጋንታ ኣቶ ሳምሶም ሰለሙን ሓቢሩ፣ብመሰረት ሓበሬታኡ፡ ኣብ ናይ ዓበይቲ ውድድር ዝሳተፉ ተቐዳደምቲ – ናትናኤል ብርሃነ፡ መርሃዊ ቁዱስ፡...

ዘመንፈስን ኤሪቴልን ተዓወትቲ ዋንጫ ናጽነት ኮይኖም

ብፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ዞባ ማእከል ዝተወደበ ዋንጫ ናጽነት 2017፡ ብሰንበት ኣብ ከባቢ ሰነማ ሮማ ምዝዛሙ ዝፍለጥ’ዩ፣ ተቐዳደምቲ ቀዳማይ ዲቪዥን 132 ኪሎሜተር እዮም ሸፊኖም፣ እቲ ዝተኻየደ ውድድር፡ ኣብ ድሮ ሻምፕዮን ኤርትራ ምስ ምዃኑ፡ ተቐዳደምቲ ዞባ...

ዙር ኤርትራ 2017 : ብዓወት ኤርትራውያን ተዛዝሙ

ሎሚ ካብ ባጽዕ ናብ ኣስመራ ብዝተዘርግሐ ናይ 107ኪመ ዘመንፈስ ሰለሙን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ተዓዊቱ 2ይ ጃን ክለውደ ኡዊዘየ ሃገራዊት ጋንታ ርዋንዳ🇷🇼 3ይ ጃን ቦስኮንሰንጊማና ሃ.ጋ.ርዋንዳ 🇷🇼። ዘመንፈስ ምስ ኡ ንዝነበሩ 2 ርዋንዳያን ብሓያል ስካቶ ቆሪጹ’ዩ ብዘይ...