Tagged: Eritre

ረብሻ ፈጢርካ’ስ ምንቅስቃስ ዲሞክራሲ ይብሃል. . .ወይ ጉድ | ብገብረ ፍስሓጽዮን

ረብሻ ፈጢርካ’ስ ምንቅስቃስ ዲሞክራሲ ይብሃል. . .ወይ ጉድ | ብገብረ ፍስሓጽዮን

source Raimoq.com ሓድሽ  ፋሽን ወይ ክኣ ሓድሽ ቅዲ ናይዚ ግዜ’ዚ ዘሎ አንተርኢና፡ ኣብ ሃገራት ዕግርግር ወይ ክኣ  ረብሻ  ፈጢርካ ብናይ ዓረብ ቀውዒ ስም ድሕሪ ምጥማቕ  ናይ ዲሞክራሲ ሰዋራ ዝብል ቕጽል ይወሃቦ። ናይ ሰሙን ከልተ...