Tagged: 9 ምኽንያታት ጠንቂ ምዝሓል ዋይፋይ (wi fi)

9 ምኽንያታት ጠንቂ ምዝሓል ዋይፋይ (wi fi)

ሚኪኤል በርሀ ዋይ ፋይ ዝበሃል ኣገባብ ኣጣቓቕማ ኢንተርነት ኣብዚ እዋን’ዚ ዝያዳ ህቡብን ኣገዳሲ እናኾነ ዝመጽእ ዘሎ ፍርያት ናይ ቴክኖሎጂ እዩ። እዚኣገባብ እዚ ኣብ ዝተወሰነ ርሕቀት ብምዃን ካብ ዝተፈላለዩ መርበብ ሓበሬታታት ዘድልየካ ሓበሬታ ክትወስድ ዘኽእለካ...