2ይ መድረኽ ዙር ኤርትራ 2017 ብዓወት ኣማኑኤል ጸጋይ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተዛዚሙ

ዙር ኤርትራ 2017 ብሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዝተዓብለለ መድረኽ! ካብ ሓጋዝ ተበጊሱ ዓቐበታት ጥንቁል- ልሓስ ን ልቢ-ትግራይ ን ወጽ’ዩ ኣብ ኣብ ኣስመራ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ዝተዛዘመ 2ይ መድረኽ ዙር ኤርትራ ፣ብዓወት ኣማኑኤል ጸጋይ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ...