Tagged: ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ7 ጥቅምቲ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ዘካየዶ ቃለ-መሕትት

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ7 ጥቅምቲ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ዘካየዶ ቃለ-መሕትት

ክቡር ፕረዚደንት፡ ሎሚ ዘበን ክራማት ደንጒዩ ብምምጽኡ ሻቕሎት ፈጢሩ ነይሩ። ድሒሩ ግን ደሓን ዝርጋሐ ዝነበሮ ዝናብ መጺኡ። ምስ’ዚ ብምትእስሳር ብሓፈሻ ኣብ ውሕስነት መግቢ ዘለና ኣተሓሕዛን ግስጋሰኡን ከመይ ከምዘሎ ከተብርሃልና? እቲ ኣርእስቲ ኣዝዩ ገፊሕ ስለ...