ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣዝዩ ትሑትን ምቕሉልን ሰብ ኮይኑ እየ ረኺበዮ”ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ

ዝኸበርኩም ኣንበብቲ፡ ትማሊ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራሲያዊት ሪፖብሊክ ኢትዮጵያ-ነበር፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን መጺኡ ዘሎ ሰላም፡ ማሕበረ- ቊጠባዊ ረብሓታቱን መጻኢ ኣመታቱን ኣመልኪቱ ምስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ናይ ዝገበሮ ቃለ-መሕትት ቀዳማይ ክፋሉ...