ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ኣገደስቲ ምዕባለታት መብርሂ ሂቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018፡ ኣብ ኣገደስቲ ዞባዊ ምዕባለታት ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ቃለ- መሕትት ኣካዪዱ። ብቕድሚ ትማሊ 14 ጥሪ ብድምጺ ሓፋሽ ኤርትራን ኣገልግሎት ቴለቪዥን ኤርትራን ብቐጥታ ኣብ ዝተፈነወ ቃለ-መሕትት፡ ፕረዚደንት...