Tagged: ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ሰናይ ምንዮቱ ገሊጹላ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ሰናይ ምንዮቱ ገሊጹላ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ካብ 17 ክሳብ 24 መስከረም 2017 ኖርወይ ኣብ እተአንግዶ መበል 90 ኣህጉራዊ ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ንእትሳተፍ – ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ትማሊ 9 መስከረም ተቐቢሉ ሰናይ ምንዮቱ ገሊጹላ። ኣብ ሰዓታት ቅድሚ...