ፍልጠት + ክእለት + ክብርታት ብቑዕ መንእሰይ
ማሕበረ-ቁጠባዊ ምዕባለ ሓደ ሕብረተሰብ፡ ኣብ እተፈላለዩ ጸጋታት ክምርኮስ ይኽእል። ብቐንዱ እናበረኸ ዝኸይድ ምዕባለ ሕብረተሰብ፡ ኣብ ባህርያዊ ጸጋታት፡ ምኽዕባት ኣፍራዪ ርእሰ-ማል፡ ኣብ ሰብኣዊ ጸጋታት፡ ኣብ ተክኖሎጂያዊ ምህዞን ውዳበን ክምርኮስ ይኽእል። እጃም እዞም እተጠቕሱ ጸጋታት ኣብ...