ፈስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ጅዳን ከባቢኣን ይካየድ ኣሎ

ፈስቲቫል ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ተቐማጦ ጅዳን ከባቢኣን፡ “ብርሃን ንደርማስ ምዕባለ” አብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብርክት ዝበሉ ዜጋታትን መሓዙት ህዝቢ ኤርትራን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ብ1 ሕዳር ብውዕዉዕ መንፈስ ተኸፊቱ። ኣብ’ዚ ዓመታዊ ሃገራዊ ምትእኽኻብ፡ ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን...