Tagged: ገዛእ ርእስኻ ምምሕያሽ

ገዛእ ርእስኻ ምምሕያሽ

ብ ኢንጅ. ሚኪኤል ኣዳም  ካብ መጽሔት ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያት “ሓደ ሰብ እንተወሓደ፡ ኣብ መዓልቲ፡ ሒደት ሙዚቃ ክሰምዕ፡ ሓንቲ ግጥሚ ከንብብ፡ ግርምቲ ስእሊ ክዕዘብ፡ እንተተኻኢሉ ድማ ሒደትን ቅኑዕን ዘረባ ክዛረብ ይግባእ።” ጎቴ ገዛእ ርእሱ ከማሓይሽ ዘይደልን...