Tagged: ዝተገብረልና ድሙቕ ኣቀባብላ፡ ባህጊ ህዝቢ ኤርትራ ንሰላም ዘነጽር እዩ

ዝተገብረልና ድሙቕ ኣቀባብላ፡ ባህጊ ህዝቢ ኤርትራ ንሰላም ዘነጽር እዩ

ኣብ ኤርትራ ዝተገብረሎም ድሙቕ ህዝባውን ወግዓውን ኣቀባብላ፡ ንባህጊ ህዝቢ ኤርትራ ንሰላምን ሰናይ ጒርብትናን ዘነጽር ምዃኑ፡ ልኡኽ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ንማዕከናት ዜና ኤርትራ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ዝተገብረሎም...