Tagged: ዕላል ምስ ፕሮፌሰር ኣስመሮም ለገሰ

ዕላል ምስ ፕሮፌሰር ኣስመሮም ለገሰ

መንእሰይ • ብእዋን ቁልዕነትካ ክንጅምር ፕሮፌሰር። ኣበይን ብኸመይን ኢኻ ኣሕሊፍካዮ? ብ1931 ኣብ ኣስመራ ኣብ ሹቕ ተወሊደ፤ ኣብ ዓመተይ ናብ ገዛ ከኒሻ መጺአ፡ ኣብ ገዛ ከኒሻ ዓብየ። ዕድመይ ምሉእ ኣብ ከተማ’የ ዓብየ። ገጠር ክንድቲ ኣይፈልጦን’የ።...