ሌላ ምስ መስርሕ ዓለማዊ መዝገብ ውርሻ ጥቕምታቱ ንሕብረተሰብን ሃገራትን

ብፕሮጀክት ውርሻ ኣስመራ ዝተዳለወ ዓንቀጽ  ኣብርሃም ዘርኣይ መስርሕ ምድላው ናይ ምርቋሕ ሰነድ( Preparation of Nomination Dossier ) ናብ መዝገብ ዓለማዊ ውርሻ፣ ዝእንፍቶ ጉዕዞ፣ ንህዝብታትን ሃገራትን ዘርብሕ ኮይኑ፣ ኣድላይነት ናይ’ዚ ዕማም፣ ኣብ ምዕቃብ ባህላውን ባህርያውን...