ወኒ ርእሰ ምርኰሳ

ፖለቲካዊ ናጽነት ድርዑን ዋሕሱን ቁጠባዊ ሓርነት እዩ። ቁጠባዊ ሓርነት ድማ፡ እንትርፎ ብመትከል ርእሰ- ምርኮሳ ብኻልእ ዘይጭበጥ ጽፍሒ ናይ ናጽነት እዩ። ከምዝፍለጥ ናይ ዓብለልቲ ሓይልታት ስነ-ሓሳብን ድሌትን፡ እተን ዘይማዕበላ ሃገራት፡ ካብ መባእታዊ ቁጠባ ከይወጻ፡ ብቐጻሊ...