Tagged: ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ኣኼባኡ ኣካዪዱ

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ኣኼባኡ ኣካዪዱ

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፡ ትማሊ 7 ሓምለ፡ ኣብ ኣዳራሽ ህንጻ ሃገር ኣኼባኡ ኣካዪዱ። ካቢነ ኣብዚ ናይ ሓደ መዓልቲ ርክቡ ብቐዳምነት ዝተመልከቶ፡ ብሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳራት ዝተታሕዙ መስርሕ ክለሳ ኣብ ዞባታት ክካየዱ ዝጸንሑን ዝካየዱ ዘለዉን ፕሮጀክትታት ልምዓት’ዩ።...