Tagged: ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ትማሊ ኣኼባ ኣካዪዱ

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ትማሊ ኣኼባ ኣካዪዱ

ካቢነ ሚኒስተራት፡ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝቐረበ፡ ኣድላይነት ቅርጻዊ ምትዕርራይን ክለሳን ዝጸንሐ ባጀታዊ ኣሰራርሓ ብመንጽር ቀዳምነታት ፕሮግራማት ልምዓት – ዘረድእ ሰፊሕ መግለጺ ድሕሪ ምስማዕ፡ ን2018 ኣብ ዝተታሕዙ ዓበይቲ ፕሮጀክትታት ልምዓትን ኣመታዊ (Indicative) ባጀቶምን፡ ከምኡ’ውን ኣብ...